መልእኽቲ ሓላፊት ቢሮ ሲቪል ስርቪስ ክልል ትግራይ

  

 

 

 

ወ/ሮ  ሰብለ ካሕሳይ 

መልእኽቲ ሓላፊት 

banner

×

Notice

Folder doesn't exist or doesn't contain any images

User Rating: 0 / 5

Star InactiveStar InactiveStar InactiveStar InactiveStar Inactive

stop smoking services 1021x580ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህዝቢ ኣብ ዝተአከበሎም ከባብታት ምትካኽ ሽጋራ ንምንካይ ዘኽእል ስራሕ ይዕመም ከምዘሎ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ ዳህሳስ ምክያዱ ዝሓበሩ ወናኒ ኣዉራ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ቑፅፅር ምግብን መድሓኒትን እቲ ቢሮ አይተ ባህረ ተካ፥ ድሕሪ እቲ ዳህሳስ 1 ሽሕን 124 ትካላት ቑፅፅር ከምዝተኻየደለን ኣብመሪሆም።

User Rating: 0 / 5

Star InactiveStar InactiveStar InactiveStar InactiveStar Inactive

Tigrayኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንኣርባዕተ መዓልታት ከሳልጦ ዝቐነየ ስሩዕ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመታትን ብምፅዳቕ ዛዚሙ።

ኣብ ፃንሒቱ፥ ልዕሊ 600 ሚሊየን ብር ተወሳኺ በጀት፣ ዝተፈላለዩ ኣዋጃትን ሹመት ሬጀስትራራትን ኣፅዲቑ።

እቲ ተወሳኺ በጀት ኣብቲ ክልል ካብ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት እቶት ዝተረኸበ እንትኸውን፥ 65 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ንስሩዕ 274 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ድማ ንካፒታል ፕሮጀክትታት ዝውዕል እዩ።

Page 1 of 2

© 2019 Your Company. All Rights Reserved. Designed By Alene G

Please publish modules in offcanvas position.