መልእኽቲ ሓላፊት ቢሮ ሲቪል ስርቪስ ክልል ትግራይ

  

 

 

 

ወ/ሮ  ሰብለ ካሕሳይ 

መልእኽቲ ሓላፊት 

banner

ራእይ፣ተልእኾን ዓላማን

User Rating: 0 / 5

Star InactiveStar InactiveStar InactiveStar InactiveStar Inactive
 

ራእይ

ዝተውሃቦ ተልእኮ ብብቅዓት ምፍፃም ዝክእል ብስንምግባሩ ዝተመስገነ ሲቪል ሰርቪስ አብ 2012 ተፈጢሩ ምርአይ፡፡

ተልእኮ

ናይ ዲሞክራሲያዊ ልምዓታው መንግስቲ ዓላማን ፖሊሲታትን ብብቅዓት ምፍፃም ዝክእል ተአማኒነት ዘለዎ፤ ብግልፅነትን ብተሓታትነትን መርሆታት ተመስሪቱ ዓዱን፤ ህዝብን ዜጋን ዘገልግል ጠኘካራን ውፅኢት ዘለዎ ሲቪል ሰርቪስ ምፍጣር

እሴት

  • ተአማኒነት
  • ግልፅነትን ተሓታትነትን
  • ውፂኢታዊነት
  • በዘይ ምንም ምድልዎ ንህዝብን ዜጋን ምግልጋል
  • ብቆራፅነትን ከብ ልቢ ብምልዕዓል ምስራሕ
© 2019 Your Company. All Rights Reserved. Designed By Alene G

Please publish modules in offcanvas position.